OrthodoxGirl

My blogs

Blogs I follow

About me

Gender Female
Introduction i am a Christian Orthodox ኵሉ ብዝኃዘ ሰማይን ምድርን ዝረአን ዘይረኣን ብዝፈጠረ። ብሓደ ኣምላኽ ብእግዚኣብሔር ኣብ ነኣምን፣ ብሓደ ጐይታ ብኢየሱስ ክርስቶስ። ዓለም ከይተፈጥረ ምስኡ ህልው ብዝኾነ ወልደ አብ ዋሕድውን ነአምን ፣ካብ ብርሃን ዝተረኽበ ብርሃን ። ካብ ሓቀኛ ኣምላኽ ዝተረኽበ ኣምላኽ ። ዝተወልደ እምበር ዘይተፈጥረ ። ብመለኮቱ ምስ ኣብ ማዕረ ዝኾነ ። ኵሉ ብእኡ ዝተፈጥረ ። ብዘይካኡ ግና ኣብዚ ምድሪ ዘሎ ይኹን ።ወይስ ኣብ ሰማይ ዘሎ ። ምንም ዝተፈጥረ የልቦን ፣ ምእንታና ምእንቲ ሰብ ። ምእንቲ ምድኃንና ካብ ሰማያት ዝወረደ ። ብመንፈስ ቅዱስ ካብ ቅድስት ድንግል ማርያም ሥጋ ለበሰ ። ሰብ ኮነ፣ ሰብ ኮይኑ ድማ ብዘመን ጴንጤናዊ ጲላጦስ ምእንታና ተሰቅለ ። (ሓመመ) ። መከራ መስቀል ተቐበለ። ሞተ ።ተቐብረ ። ኣብ ቅዱሳት መጻሕፍቲ ከም ዝተጻሕፈ ኣብ ሣልሳይ መዓልቲ ካብ ምውታን ተፈልዩ ተንሥአ ፣ ብኽብሪ ናብ ሰማያት ዓረገ ፣ ኣብ የማን ኣቡኡ ተቐመጠ፣ ከም ብሓድሽ ንሕያዋንን ምውታንን ክፈርድ ብኽብሪ ክመጽእ እዩ ። ንመንግሥቱ’ ውን መወዳእታ የብሉን ፣
Interests Everything you read here in this blog is my opinion and the way I see the world and hopefully bring you closer to God through this blog Apologies in advanced if anyone fines this offensive Bible
Favorite Books Bible